Episode's summary
ንሰሉስ 27 ጥቅምቲ 2026 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ ፈለማ ግን ኣርእስታቱ - * ንመዓልታት ዝጸንሑ ከበድቲ ዝናባትን ህቦብላታትን ተኸቲሉ ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ኣብ ዘዕለቕለቑ ማያት ሬሳ ሓደ ሰብ ተረኺቡ፣ * ፈቓድ ዋንነት ብረት/ኣጽዋር ዘለዎም ሰባት ኣብ ግዝኣት ኒውሳውዝዌልስ ኣጽዋራቶምን ጥይታቶምን ከረክቡ ብኦንላይን ቆጸራ ክሕዙ ክኽእሉ’ዮም፡ * ኣብ ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ንሓበሬታ ብዛዕባ ኢቦላ መልሲ እናሃቡ’ንከለዉ መጥቃዕቲ ኣጋጢምዎም ሓንቲ ነርስ ክትቅተል’ንከላ ሓደ ሰራሕተኛ ጥዕና ድማ ብኸቢድ ተጎዲኡ፣ #sbsaudiopodcast
ንሰሉስ 27 ጥቅምቲ 2026 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ ፈለማ ግን ኣርእስታቱ - * ንመዓልታት ዝጸንሑ ከበድቲ ዝናባትን ህቦብላታትን ተኸቲሉ ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ኣብ ዘዕለቕለቑ ማያት ሬሳ ሓደ ሰብ ተረኺቡ፣ * ፈቓድ ዋንነት ብረት/ኣጽዋር ዘለዎም ሰባት ኣብ ግዝኣት ኒውሳውዝዌልስ ኣጽዋራቶምን ጥይታቶምን ከረክቡ ብኦንላይን ቆጸራ ክሕዙ ክኽእሉ’ዮም፡ * ኣብ ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ንሓበሬታ ብዛዕባ ኢቦላ መልሲ እናሃቡ’ንከለዉ መጥቃዕቲ ኣጋጢምዎም ሓንቲ ነርስ ክትቅተል’ንከላ ሓደ ሰራሕተኛ ጥዕና ድማ ብኸቢድ ተጎዲኡ፣ #sbsaudiopodcast
Episodes
ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ኣብ ዘዕለቕለቑ ማያት ሬሳ ሓደ ሰብ ተረኺቡ፣ ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ጥቅምቲ 2026)
Listenedንሰሉስ 27 ጥቅምቲ 2026 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ ፈለማ ግን ኣርእስታቱ - * ንመዓልታት ዝጸንሑ ከበድቲ ዝናባትን ህቦብላታትን ተኸቲሉ ኣብ ግዝኣት ኲንስላንድ ኣብ ዘዕለቕለቑ ማያት ሬሳ ሓደ ሰብ ተረኺቡ፣ * ፈቓድ ዋንነት ብረት/ኣጽዋር ዘለዎም ሰባት ኣብ ግዝኣት ኒውሳውዝዌልስ ኣጽዋራቶምን ጥይታቶምን ከረክቡ ብኦንላይን ቆጸራ ክሕዙ ክኽእሉ’ዮም፡ * ኣብ ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ንሓበሬታ ብዛዕባ ኢቦላ መልሲ እናሃቡ’ንከለዉ መጥቃዕቲ ኣጋጢምዎም ሓንቲ ነርስ ክትቅተል’ንከላ ሓደ ሰራሕተኛ ጥዕና ድማ ብኸቢድ ተጎዲኡ፣ #sbsaudiopodcast
How people shape change, and why your voice matters | How Australia Works - ሰባት ንለውጢ ከመይ ይቐርጽዎን ድምጽኹም ንምንታይ የገድስን | How Australia Works
ListenedCan a small group change a local council decision? When Julie learns her community library may close, she joins other residents in a campaign to save it. Her story explores how you can take part in Australian democracy by signing petitions, attending community meetings, contacting councillors and voting. - ውሑዳት ሰባት ከባብያዊ ምምሕዳር ዝወሰዶ ውሳነ ክቕይርዎ ይኽእሉ ዶ፧ ጁሊ ናይ ከባቢኣ ቤት ንባብ ክዕጾ ከምዝዓል ምስ ፈለጠት ኣብ ጎስጓስ ምድሓኑ ንካልኦት ነበርቲ ተጸንቢራቶም። እቲ ዛንትኣ ንስኩምውን ከመይ ኢልኩም ኣብ ደሞክራሲ ኣውስትራልያ ክት ሳተፉ ትኽእሉ ይፍትሽ፣ ፌርማታት ብምትእክካብ፣ ኣብ ኣኬባታት ማሕበረሰብ ብምስታፍ፣ ንኣባላት ቤት ምክርን ምምሕዳርን ብምርካብን ድምጺ ብምሃብን። How Australia Works is an SBS podcast that uses real stories and clear explanations to help you understand how government work in Australia, how laws are made and changed, and how you can have a say. Listen to the series and find shorter versions in 60 languages on the How Australia Works main page. - ብንጹር መግለጺታትን ሓቀኛ ዛንታታትን ኣቢሉ፡ መንግስቲ ኣብ ኣውስትራልያ ከመይ ይሰርሕ፣ ሕግታት ከመይ ይወጹን ይቕየሩን፣ ከምኡ'ውን ድምጽኹም ከመይ ከተስምዑ ትኽእሉን ዝድህስስ ፈነወ ፖድካስት SBS እዩ። ነዚ ተኸታታሊ ትሕዝቶ ስምዕዎ ኢኹም፣ ኣብ ቀንዲ ገጽ…
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (26 ጥቅምቲ 2026)
Listenedንሎሚ ዝተዳለወ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ኣርእስታቱ)፡ * መራሒ ሰርብያ ኣብ ምርጫ ሃገሩ በቲ ብተመሃሮ ዝተመርሐ ምንቅስቓስ ተቓውሞ ከምዝተሳዕረ ኣሚኑ፣ * መራሕቲ ቱሪዝምን ፖለቲከኛታት ኣብ ዘሞገስዎ ስነስርዓት ካብ ሓድሽ ዓለምለኻዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣውስትራልያ ናይ ፈለማ ንግዳዊ በረራ ብዓወት ተበጊሳ፣ * ተቓዋሚ ሰልፊ ኣውስትራልያ ትካላት ጸጥታ ንድሕነት ፖለቲካውያን ኣብ ዝሕልዋሉ ወይ ዝከላኸላሉ ሚዛን ክሕልዋ ኣለወን ይብል፣ ጸብጻብ ልኡኽና * በዓል ሓደራ ተባሂሉ ዝቖመ ምምሕዳር ትግራይ ብኹናት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ናይ ምምላስ መስርሕ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፣ * ኢትዮጵያ ሓለዋ ፀጥታ ቀይሕ ባሕሪ ንውሑዳት ሃገራት ጥራይ ዝግደፍ ኣይኮነን ብምባል ተሳትፎ ክህልዋ ሓቲታ፣ ሚንስትሪ ዜና ኤርትራ ብወገኑ ነቲ ሕቶ ምስሉይነት ዝብል ምላሽ ሂቡዎ፣ * ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ’ቲ ዞባ ዘሎ ጸጥታዊ ብድሆታት ንሓድሕዱ ዝተኣሳሰረ ምዃኑ ኣጠንቂቑ፣ * ኦፌኮ፡ ኣብ ከተማ ሞያሌ ንዘጋጠመ ጐንፂ ኣመልኪቱ ንመንግስቲ ነቒፉ። * ናይጀርያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ናይ ፈለማ ሕሙም ኢቦላ ድሕሪ ምርካባ ኣፍሪቃ ‘ዝተሓላለኸ’ ኩነታት ለበዳ ይጽበያ። ኣብ ዲኣርሲ ዝተበገሰ ለበዳ፣ ሕጂ፣ ናብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ምስጋሩ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ስግኣታት ክለዓሉ ገይሩ’ሎ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። * ኤርትራዊ ኣውስትራልያዊ ኣቶ ሃይለ ገብሩ፡ ብሰፊሕ ኣተሓሳስባኡ ዝፍለጥ፡ ኣብ ንእስነቱ “ኣምላኽ የለን” ንዝብል ኮሚኒስታዊ ኣተሓሳስባ ንምምጓት መጽሓፍ ቅዱስ ደጋጊሙ ዘንበበ ድሒሩ ግና ንማርክሳዊ ኣተሓሳስባ ተቐቢሉ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ዝጎስጎሰ’ዩ። ኣብ ጥቓ ሱዳን ብህዝባዊ ሓልታት ንኽልተ ዓመት፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ’ውን ከምኡ ተኣሲሩ ድሕሪ ምጽናሕ ናብ ኣውስትራሊያ ቅድሚ ኣስታት 30 ዓመት…
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (26 ጥቅምቲ 2026)
Listenedንሎሚ ዝተዳለወ ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ፡ ፈለማ ግን ኣርእስታቱ፡ * መራሒ ሰርብያ ኣብ ምርጫ ሃገሩ በቲ ብተመሃሮ ዝተመርሐ ምንቅስቓስ ተቓውሞ ከምዝተሳዕረ ኣሚኑ፣ * መራሕቲ ቱሪዝምን ፖለቲከኛታትን ኣብ ዘሞገስዎ ስነስርዓት ካብ ሓድሽ ዓለምለኻዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣውስትራልያ ናይ ፈለማ ንግዳዊ በረራ ብዓወት ተኻይዱ፣ * ተቓዋሚ ሰልፊ ኣውስትራልያ ትካላት ጸጥታ ንድሕነት ፖለቲካውያን ኣብ ዝሕልዋሉ ወይ ዝከላኸላሉ ሚዛን ክሕልዋ ኣለወን ይብል፣ #sbsaudiopodcast
ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ’ቲ ዞባ ዘሎ ጸጥታዊ ብድሆታት ንሓድሕዱ ዝተኣሳሰረ ምዃኑ ኣጠንቂቑ (ጸብጻብ)
Listenedበዓል ሓደራ ተባሂሉ ዝቖመ ምምሕዳር ትግራይ ብኹናት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ናይ ምምላስ መስርሕ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፣ ኢትዮጵያ ሓለዋ ፀጥታ ቀይሕ ባሕሪ ንውሑዳት ሃገራት ጥራይ ዝግደፍ ኣይኮነን ብምባል ተሳትፎ ክህልዋ ሓቲታ፣ ሚንስትሪ ዜና ኤርትራ ብወገኑ ነቲ ሕቶ ምስሉይነት ዝብል ምላሽ ሂቡዎ፣ ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ’ቲ ዞባ ዘሎ ጸጥታዊ ብድሆታት ንሓድሕዱ ዝተኣሳሰረ ምዃኑ ኣጠንቂቑ፣ ኦፌኮ፡ ኣብ ከተማ ሞያሌ ንዘጋጠመ ጐንፂ ኣመልኪቱ ንመንግስቲ ነቒፉ ዝብሉ ንሎሚ ንጽብጽቦም ዜናታት’ዮም። #sbsaudiopodcast